ቤት ማዘጋጃ ከተማ ዓ/ጉዶም ኣብ እዋን ክረምቲ ዝተፈላለዩ ቦታታት ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ተኽልታት ብፕሮፎርማ ንምግዛእ ስለ ዝደለየ ካብ ዕለት 24/11/2011ዓ/ም ክሳብ 27/11/2011ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ በቲ ዘርፊ ንግዲ ካብ ዘለዎም መቅረብቲ ንምግዛእ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሓምለ 25, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ቀዳም ሓምለ 27, 2011 02:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: ዓዲ ጉዶም
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ቀዳም ሓምለ 27, 2011 02:01 ጥዋት
  • ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ

2 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ መቅረባይነት ወረቀት

3 ቲን ቁፅሪ

ተ.ቁ

 ዓይነት ንብረት

መፍለይ

 መዐቀኒ

በዝሒ

1

 ዱራንታ

ቁፅሪ

10

2

ሰንቺሪ

ቁፅሪ

10

3

ተርሚናል

ቁፅሪ

10

4

ድራሴፕ

ቁፅሪ

10

5

ፒኮክ

ቁፅሪ

10

6

ቀጢን ፅሕዲ

ቁፅሪ

10

7

ድሬዳዋ

ቁፅሪ

10

8

ዝተፋላለዩ ዕንበባታት

ቁፅሪ

10

ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረከቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝታሓለወ እዩ

መመለስ
የጨረታ ምድብ