ትካልና ኢዛና መዓድን ልምዓት ሓ.ዝ.ው.ኩባንያ ንመካይኑ ናይ ፅገና ሰርቪስ ግልጋሎት ዝህቡ ደረጀካ 4 ስራሕ ፍቃድ ዘለዎም ወነንቲ ጋራዥ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሓምለ 24, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ነሓሰ 15, 2011 06:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:2%
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ነሓሰ 15, 2011 09:00 ከሰአት
  • ፅገና ተሽከርካሪ/
  • Print
  • Pdf

1 ዉዕሊ ዝእሰር ንሓደ ዓመት ኮይኑ ኩነታት ኣፈፃፅማ ተረእዩ ዝህደስ

2 ናይ ተሽከርከርቲ መለዋወጢ ኣቁሑት ብትካልና ዝቐርብ ይከዉን

3 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ 2011ዓ/ም ፣ ቲን መፍለይ ቁፅሪ ሰርትፊኬት  

4  ናይ ቫት ምስክር ወረቀት፣ ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ቫት ሪፖርት

5 ናይ ግልጋሎት ወሃቢ ምዝገባ ሰርቲፊኬት

6 ናይ ጨረታ ሰነድ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 25/11/2011 ዓም ጀሚሩ ሓደ ሚኢቲ ብር /100/ ብር ብምክፋል ብኣካል ብምቅራብ ክትወስዱ ትእክሉ ምዃንኩም ንሕብር፡፡

7 ፋይናንሻል ቴክኒካል ሰነድ ሓደ ሓደ ኦርጂናልን ሐደ ሓደ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል፤

8 ናይ ጨረታ መከበሪ 2 ሚኢታዊ ናይቲ ዘቅርብዎ ጠቅላላ ዋጋ ብመልክዕ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል፤

9 እቲ ጨረታ 15/12/2011 ዓ/ም ሰዓት ሰዓት 6:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ ሰዓት 9፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት።

10 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 034 4408780 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ