ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘሪሁን ካይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ሰርትፊኬት ዲፕሎማ ከሕትም ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሓምለ 23, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሓምለ 25, 2011 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ሓምለ 25, 2011 04:00 ጥዋት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ሕጋዊ ናይ 2011 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ

2 እዚ ፕሮፈርማ ሕጋዊ ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

3 ተጫረቲ መወዳደሪኩም ካብ 22/ 11/2011 ዓም ክሳብ 25/ 11/2011 ዓም ሰነድ ብምዉሳድ ብፖስታ ዝተዓሸገ ክትወዳደሩ ትክእሉ ኢኩም

4 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 25/ 11/2011 ዓም  ዕለት ሰዓት 3:30 ቅሰዓት ይከዉን

5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 25/ 11/2011 ዓም  4:00 ቅሰዓት ይከዉን

ኣድራሻ ክፍለ ከተማ ዓይደር ቀበሌ 03 ጥቃ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስቁፅሪ 0344419498

መመለስ
የጨረታ ምድብ