ኢንተርፕራይዝ መፅናዕትን ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና ስፔር ፓርት በፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሓምለ 20, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሓምለ 23, 2011 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ሓምለ 23, 2011 04:01 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

ክማልእዉ ዝግብኦም

ብዘርፉ ናይ 2011 ዓም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃ ኪፒ

ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት

ቫት ሰርትፍኬት

ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕልት 19/ 11 /2011 ዓም ክሳብ 23 /11/ 2011 ዓም ሰዓት 4:00

ተቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለዮ ቁፅሪ

በዝሒ

1

Oil filter

909915-30002-8t

20

2

Cluch sub Assy

28011-OL081

01

3

Knuckle seal Kit

43204-60032/1

30

4

Hose flexible No1

90947-02B92

01

5

Master Cylinder Assy

Bishoftu

02

6

Input Shaft Retainer

Bishoftu

03

7

Input shaft seal

90311-62002

30

8

Oil Seal/Grease seal

31210-OK040

01

ንተወሳኪ ሓበሬታ  03 44 418556

መመለስ
የጨረታ ምድብ