ቢሮ ባህንል ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ሎሚ ዘበን 2011 ዓም ንዝካየድ በዓል ኣሸንዳ ምክንያት ብምግባር መፅሄት /ፅሑፍን ፎቶን/ ከሕትም ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሓምለ 20, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሓምለ 23, 2011 11:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ሓምለ 24, 2011 04:00 ጥዋት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • Print
  • Pdf

ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ

ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ዝሓደሰን ንግዲ ፍቃድ ናይ መቅረባይነት መፍለዮ ቁፅሪ ዘለዎ

በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፍኬሽን ካብ ዕለት 19 /11/ 2011 ዓም ጀሚሩ  ን 3ተ መዓልቲ ናይ ስራሕ ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል

ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 23 /11 /2011 ዓም ሰዓት 11:00

ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 24 /11/ 2011 ዓም ሰዓት 4:00

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344 40 01 77

መመለስ
የጨረታ ምድብ