ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ቀፂሉ ዝተዘርዘረ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑ ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሓምለ 19, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሓምለ 23, 2011 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ሓምለ 23, 2011 03:31 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

ተቁ

ዓይነት  ኣቅሓ

ስፔስፊኬሽን

መዓቀኒ

በዝሒ

ናይ ሐደ ዋጋ

1

ጎማ ብርጅስቶን ምስ ካላማደሪያ

265/65/R17

ቁፅሪ

05

1 በዚ መሰረት ዝምልክተኩም ናይ ንግዲ ትካላት ናይ ሐደ ዋጋ መቅረቢኩም ክሳብ ዕለት 23 /11/2011 ዓም ሰዓት 3:30 ኣብዘሎ ግዜ ዉሽጢ ናብ ቢሮና ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 12 ክተቅርቡ ብክብሪ ንዕድም

2 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 23/ 11/2011 ዓም ሰዓት 3:30 ይክፈት

  ብስልኪ ቁፅሪ 0344404346 0344403663

መመለስ
የጨረታ ምድብ