ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋት ዝዉዕል ናይ መኪ ባትርን ናይ መኪና ጎማን ምስ ካላማደርያ አቁሑት ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሓምለ 19, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ሓምለ 22, 2011 11:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ሓምለ 23, 2011 03:30 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

ዝስዕቡ ረቃሕታት ከተማልኡ ይግባእ

ናይ 2011 ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃ

ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለዮ ቁፅሪ

ናይ መቅረባይነት ሰርትፍኬት

ቫት ተመዝገብቲ ተኮይኖም ናይ ቫት ሰርትፍኬት ክተቅርቡ

ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 18 /11/ 2011 ዓም ክሳብ 22 /11 /2011 ዓም ሰዓት 11: 30 ወሲድኩም ክተቅርቡ ትክእሉ

ፕሮፎርማ ዕለት 23/ 11/ 2011 ዓም ሰዓት 3:30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344403447

መመለስ
የጨረታ ምድብ