ሆስፒታል መቐለ ንበጀት ዓመት 2012 ሓለዋ ዋርድያ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ምስ ዝስዓሩ ውዕሊ ብምእሳር ክገዝእ/ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሓምለ 18, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ነሓሰ 1, 2011 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ነሓሰ 1, 2011 09:00 ከሰአት
  • ስራሕቲ ሓለዋ/
  • Print
  • Pdf

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ : ቲን ቁፅሪ መረጋገፂ ዘቅርብ :ኣብ ሓዱሽ መቅረብቲ ዝርዝርን ዝተመዝገቡን ምካኖም መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ ፤

2 መክበሪ ጨረታ ብር 5000.00 ብጥረ ገንዝብ ወይም ብባንኪ ዝረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል ኮይኑ መኸበሪ ጨረታ ብሲፒኦ

3 ተጫረቲ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ዝሓዘ ሰነድን ኣብ መዐሸጊ ፖስታን ሽሞም ፊርማን ናይ ትካሎም ማሀተምን ከዕርፍ ይግባእ፡፡

4 ዋጋ ጨረታ ሰነድ ብር 30.00 ብር እዩ

5 ተጫረቲ እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 17/11/2011 ጀሚሩ ክሳብ 01/12/2011ዓ/ም ንተከታተለቲ 15 መዓልትታት ሰነድ ጨረታ ካብ ደ/ከ/ስ/ዕ/ን /ፋይናንስ ምምሕዳር 4ይ ደብሪ እንዳገዛእኵም ምዉሳድ ይክእል።

6 ሰነድ ጨረታ ዝምላእ ዋጋ ኣብ ናይ ትካልና ዘዳለዎ ዝርዝር ዝሐዘ ሰነድ ጥራሕ ክከዉን አለዎ ካብዚ ወፃኢ ተቀባለነት የብሉን።

7 እዚ ጨረታ ዕለት 01/12/2011 ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 9:00 ሰብ ዋና ወይ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት።

8 ዝቀርብ ሰነድ ጨረታ ዝተማልአ ኮይኑ እነተተረኪቡ በዓል ዋና ብዘየብሉ ክከፈት ይክእል

9 ሆስፒታል መቀለ ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344-420046

መመለስ
የጨረታ ምድብ