ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ናይ ቲተት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሓምለ 18, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ሓምለ 19, 2011 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ሓምለ 19, 2011 09:00 ከሰአት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • Print
  • Pdf

ተቁ

ዓይነት ንብረት 

ዝርዝር መግለፂ

 መለክዒ

በዝሒ

1

ቲተር ማህተም ኣዉቶማቲክ

ሽምን ስራሕን ሓላፍነትን

ብቁፅሪ

8

ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ንግዲ; ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ; ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኩምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደቱ ትክእሉ

መወዳደሪኩም ሽም ኣድራሻን ናይ ትካልኩም ማህተምን ብምግባ ብሽምዒ ብምዕሻግን ካብ ዕለት 17 /11/ 2011 ዓም ክሳ 19/ 11/ 2011 ዓም ሰዓ 8:30 ምቅራብ ይከኣል

ፕሮፎርማ ዕለት 19/ 11/ 2011 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344416570

መመለስ
የጨረታ ምድብ