ተወዳደርቲ ንግዲ ፍቃድኩም ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለዮ ቁፅርኩም ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ኮፒ ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኩም ብምትሕሓዝ ሽም ኣድራሽን ናይ ትካልኩም ማሕተምን ብምግባ ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 16/ 11/ 2011 ዓም ክሳ 18/ 11/ 2011 ዓም ሰዓት 9:00 ምቅራብ ትክእሉ እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 18/11/2011 ዓም ሰዓት 9:30 ይክፈት ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344415291 /0344415152 ይደዉሉ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሓምለ 17, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሓምለ 18, 2011 11:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ሓምለ 19, 2011 04:00 ጥዋት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • Print
  • Pdf

መቅረብቲ ካብ ዕለት 16 /11/ 2011 ዓም ከሳብ ዕለት 18/ 11 /2011 ዓም ሰዓት11:30 ሰነድ ፕሮፎርማ ኣብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ትክእሉ

ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 19 /11 /2011 ዓም ሰዓት 4:00 ይከዉን

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03424063 80

መመለስ
የጨረታ ምድብ