ቢሮ ሰራሕተኛ ማበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ነዞም ሰዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቢሮ ቆወምቲ መሳርሒ ኣቅሑት ስራሕቲ ፅገና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንናይ ዓመት 2012 ዓም በጀት ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ክፀግን ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሓምለ 17, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሓምለ 18, 2011 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ሓምለ 18, 2011 09:00 ከሰአት
  • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ተወዳደርቲ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

2 እዚ ፕሮፎርማ እዝይ ካብ ዕለት 16/11/2011 ዓም እስካብ 18/11/2011 ዓም ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ እቲ ቢሮ ኣታዊ ምስ ኮነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቀሰ ዕለት 12/11/2012 ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ይከፈት

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342400158 / 0344417637

መመለስ
የጨረታ ምድብ