ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ን ዳዳ/ ምም/ር ፋይናንስን መንግስቲ ታ.ቁ 4-01541 ት.ግ ሞዴል HZJ 78L ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተፉ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሓምለ 17, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሓምለ 18, 2011 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ሓምለ 18, 2011 08:30 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 16/1/2011ዓ/ም ክሳብ 18/11/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ይፀንሕ

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 18/11/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-415291 ምድዋል ይከኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ