ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ፅሬትን ፅባቀን ከተማ መቀለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዶዘር ኪራይ ግልጋሎት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክንግልግለ ሰለዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሓምለ 16, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሓምለ 18, 2011 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ሓምለ 18, 2011 03:01 ጥዋት
  • ማሽነሪ ክራይ/
  • Print
  • Pdf

1 ኣብ ፕሮፎርማ ሰነድን ፖስታን ማህተምን ዘለዎ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 15/11/2011 ዓም ክሳብ ዕለት 17/11/ 2011 ዓም ሰዓት 11:00

3 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 18/11/ 2011 ዓም ናይ ንጎሆ ሰዓት 3:00

4 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342408757

መመለስ
የጨረታ ምድብ