ትካልና ኢዛና መዓድን ልምዓት ሓ.ዝ.ው.ኩባንያ ንመካይኑ ናይ ፅገና ሰርቪስ ግልጋሎት ዝህቡ ደረጀካ 4 ስራሕ ፍቃድ ዘለዎም ወነንቲ ጋራዥ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ በብሽድሽት ወርሒ /6/ ውዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሓምለ 12, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ሓምለ 24, 2011 06:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:2%
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ሓምለ 24, 2011 09:00 ከሰአት
  • ፅገና ተሽከርካሪ/
  • Print
  • Pdf

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ 2011ዓ/ም ፣ ናይ ግብሪ ከፋሊ ምስክር ወረቀት፣ ናይ ቫት ምስክር ወረቀት፣

2 ናይ ግልጋሎት ወሃቢ ምዝገባ ሰርቲፊኬት

3 ናይ ጨረታ ሰነድ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ 05/11/2011 ዓም ጀሚሩ ሓደ ሚኢቲ ብር /100/ ብር ብምክፋል ብኣካል ብምቅራብ ክትወስዱ ትእክሉ ምዃንኩም ንሕብር፡፡

4 ፋይናንሻል ቴክኒካል ሰነድ ሓደ ሓደ ኦርጂናልን ሐደ ሓደ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል፤

5 ናይ ጨረታ መከበሪ 2 ሚኢታዊ ናይቲ ዘቅርብዎ ጠቅላላ ዋጋ ብመልክዕ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል፤

6 እቲ ጨረታ 24/11/2011 ዓ/ም ሰዓት ሰዓት 6:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ ሰዓት 9፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት።

7 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0914-746424 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

መመለስ
የጨረታ ምድብ