ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ ዝ/ዩ ናይ ዴስክ ዝተሰባበሩ ሓፂን፣ ዝሰርሓ ቲርኮላታ፣ ዘገልገለ ባንኮንን ዘገልገላ PRT Computer ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡ ስለዚ ክትጫረቱ እትድልዩ ነቲ ንብረት ብዓይኒ ብምርኣይ ብዝትዓሸገ ፖስታ ዋጋ ብምቅማጥ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሓምለ 12, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሓምለ 16, 2011 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ሓምለ 16, 2011 03:30 ጥዋት
  • ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
  • Print
  • Pdf

1 ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 11/11/2011ዓ/ም ኮይኑ ዝዕፀወሉ ድማ 16/11/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

2 መከበሪ ጨረታ 1000.00 ሽሕ ብር ከትሕዙ ኣለዎም፤

3 እቲ ቤት ትምህርቲ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ:

4 ሓፂንን ባንኮንን ኣብ ሓደ ፖስታ፣ ዘገልገላ ኮምፒዩተር ኣብ ካሊእ ፖስታ ክዕሸግ ኣለዎ፡፡

መመለስ
የጨረታ ምድብ