ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ሞዴል ስካንያ ሞሮኮ ፖሎ F94 ኣውቶብስ ስርሓት ስዊድን መኪና መለዋወጢ ኣቅሓ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሓምለ 12, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ሓምለ 15, 2011 09:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ሓምለ 15, 2011 09:30 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 11/11/2011ዓ/ም ክሳብ 15/11/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ክተቅርቡ ትክእሉ

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 15/11/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ይክፈት፡፡

ተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0937-026218/0926-783783 ምድዋል ይከኣል፡፡

መመለስ
የጨረታ ምድብ