ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራ ንሙሉእ ዓመት ዝፀንሕ ዝ/ዩ ዓይነታት ፅሑፋት ግልጋሎ ፎቶኮፒ ብፕሮፎርማ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሓምለ 10, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሓምለ 11, 2011 11:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ሓምለ 12, 2011 04:00 ጥዋት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ግራፊክስ ዲዛይን/
  • Print
  • Pdf

ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 09/11/2011ዓ/ም ክሳብ 11/11/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ክተቅርቡ ትክእሉ፤

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 12/11/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት፡፡

ተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-40017 ምድዋል ይከኣል፡፡

መመለስ
የጨረታ ምድብ