ለም ትራንስፖርት ንግድን ኣክስዩን ማህበር ሐደሽቲ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ኣቅሑት ንምሻጥ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሓምለ 9, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ሓምለ 15, 2011 02:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ሓምለ 15, 2011 02:01 ጥዋት
  • ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
  • Print
  • Pdf

1 ተጫረቲ ኣብ መቐለ ዋና ቤት ፅሕፈትና ጥቃ የተባበሩት ነዳዲ መዓደሊ ርከብ ቤት ፅሕፈትና ካብ ሓምለ 5/2011 ክሳብ 15/11 /2011 ዓም ኣብ ዘሎ እዋን ብኣካል ቀሪቦም ንምርኣይ ናይ ጨረታ ዋጋ ምቅራብ ይክእሉ

2 ናይ ጨረታ መቅረቢ ኣብ መቐለ ዋና ቤት ፅሕፈትና ጥቃ የተባበሩት ነዳዲ መዐደሊ ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ብምቅራብ ዘይመለስ 100 ከፊሎም ምዉሳድ ይክአሉ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ስቁ    0914302012 0948470555  0914300134

መመለስ
የጨረታ ምድብ