ንኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሓምለ 5, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሓምለ 9, 2011 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ሓምለ 9, 2011 03:30 ጥዋት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • Print
  • Pdf

ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 04/11/2011ዓ/ም ክሳብ 0911/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ክተቅርቡ ትክእሉ፤

                                      2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 09/11/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

ተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-406595/ፋክስ 251-3424414466 ምድዋል ይከኣል፡፡

መመለስ
የጨረታ ምድብ