ናይ ጨረታ ዓይነት
1 ዝዉሓቱ 45 ሜትር ጎኒ 3.6 ሜትር ብተወሳኪ 15 ሜትር ቁመት 7.2 ሜትር ስፍሓት ጠቅላላ 270 ካሬ ሜትር ስፍሓት ዘለዎ መንገዲ ንምስራሕ
2 ንዉሓቱ 50 ሜትር ጎኑ 4 ሜትር ብተወሳኪ 15 ሜትር ቁመት 7.2 ሜትር ስፍሓት ጠቅላላ 308 ካሬ ሜትር ስፍሓት ዘለዎ መንገዲ ንምስራሕ
3 ዝተጠቐሰ ክልቲኡ መንገዲ በዚ ዝስዕብ መሰረት ይስራሕ
ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቋሒ
1 ንግዲ ፍቓዱ/ዳ ደረጃ 8 ወይም ድረጃ 10 ዝኾነ
2 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓድ ቲን ናይ 2007 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈለ/ት
3 ንኽልቲኤን መንገድታት ብተናፀል ኣብ ክንደይ ጊዜ ወዲኦም/አን ከም ዘረክቡ/ባ ክገልፁ/ፃ ይግባእ
4 እዚ ናይ ጨረታ ሰነድ ምሰ አድለይቲ ናይ ፍቃድ ሰነዳት ብዝተዓሸገ ፖስታ ክቅርቡ/ባ ይግባእ
5 ናይ ጨረታ ብር 3000 ቼክ ወይ ድማ CPO ከትሕዝ ዝክእል
ናይ ጨረታ ሰነድ ዝቐርበሉ ጊዜ ካብ 12/2/2008 ዓ/ም ክሳብ 24/2/2008 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ናይ ንጎሆ ቦታ ዋና ቤት ፅሕፈት ሸባ ሌዘር ኢንዱስትሪ ወቅሮ ኮይኑ ጨረታ ዝክፍተሉ ዕለት 24/2/2008 ዓም ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ይኽፈት
ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ወይ ድማ በቲ ጨረታ እንተዘይተስማሚዑ በቲ ዝቐረበ ጨረታ ንምቅፃል ኣይግደድን
መመለስ