ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሓምለ 3, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ሓምለ 5, 2011 09:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ሓምለ 5, 2011 09:30 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 03/11/2011ዓ/ም ክሳብ 05/11/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ክተቅርቡ ትክእሉ፤

                             2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 05/11/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ይክፈት፡፡

                                               ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404715 ምድዋል ይከኣል፡፡

መመለስ
የጨረታ ምድብ