ንግልጋሎት ምምሃር ምስትምሃር እቲ ትካል ዝዉዕሉ መሳርሕታት ህንፃ ኣቁሑት ኤለክትሪክ ኣቁሑት ኤለክትሮኒክስ ፣ኣቁሑት ስቴሽነሪ ኣቁሑት ፅሬትን

ንግልጋሎት ምምሃር ምስትምሃር እቲ ትካል ዝዉዕሉ መሳርሕታት ህንፃ ፣ ኣቁሑት ኤለክትሪክ፣ ኣቁሑት ኤለክትሮኒክስ ፣ ኣቁሑት ስቴሽነሪ ፣ ኣቁሑት ፅሬትን ብግልፂ  ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ተጨረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቋሕታት

  1. በቲ ዘፈር ንግዲ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ
  2. በቲ ሓዱሽ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ልዕሊ 100,000 ዝኮነ ጨረታ ናይ ቫት ምሰክር ወረቀት  ፣ መለለዩ ከፋላይ ግብርን ፣ወርሓዊ ሒሳብ ዘወራረድሉ  መረዳእታን
  3. መክበሪ ሰነድ ንኣቁሑት ፅሬት 1,000 ቅርሺ፣ ንመሳርሒ ህንፃ 4,000 ፣ንኣቁሑት ኤለክትሪክ ንኤለክትሮኒክስን እስቴሽነሪን ንነፍስወከፎም 3,000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ተጫረቲ ክተትሕዙ ኣለኩም
  4. ንኣቁሑት ፅሬት ቫት ዘይተመዝገበን ዝተመዝገበን ክሳተፍ ይክእል እዩ
  5. ንሕድ ሕድ ጨረታ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለተ ጀሚሩ ክሳብ 30 ጥቅምቲ 2008 ዓ ም ሰዓት 4 ፡00 ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት  ጥራሕ ካብ ንኡስ ከይዲ ዕደጋ ምዉሳድ  ትክእሉ
  6. ሳንዱቅ ጨረታ 30 ጥቅምቲ 2008 ዓም ልክዕ ሳዓት  4 ፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለተ ልክዕ ሰዓት 4 ፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ይከፈት
  7. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይንድማ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0347740028 ወይንድማ  03477400660 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s