ናይ ዳዕሮ ዕቋርን ልቃሕን ሕ/ስ/ማ ኣ 2011 ዓ/ም ዝተፈፀመ ስራሕቲ ሒሳብ ብናይ ደገ ኦዲተር ኣወዳዲሩ ኦዲት ንምግባር ይደሊ፡፡
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሰነ 25, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ቀዳም ሰነ 29, 2011 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ቀዳም ሰነ 29, 2011 06:00 ጥዋት
  • ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2011ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ

                2 ቲን ቁፅሪ ሰርቲፊኬት ዘለዎ ከቅርብ ዝክእል፤

3 ካብ ተመሳሳሊ ትካል ሕ/ስ/ማ/ ካብ ሓደ ዓመት ንበጀት ንላዕሊ ኦዲት ዘገበረ/ት ዝስርሓሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤

4 ብቅዓቱ ዝገልፅ መረዳእታ ናይ ኦዲት ፈቃድ ደረጃ ትምህርትን ስራሕ ልምድን ዝገልፅ ስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል፤

5 ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2 ሚኢታዊ ብሲፒኦ ወይ ብጥረገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል፤

6 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ 24/10/2011ዓ/ም ክሳብ 29/10/2011ዓ/ም

7 ጨረታ ዝዕፀወሉ ግዜ ዕለት 29/10/2011ዓ/ም ሰዓ 4፡00 ዝክፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት 6፡00 ይከውን፡፡

8 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

9 ዶኩመንት ፊዚካልን ፋይናንሻልን ኣብ ሓደ ፖስታ ከቅርብ ኣለዎ፡፡

መመለስ
የጨረታ ምድብ