ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዩ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ አወዳደሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሰነ 14, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ሰነ 17, 2011 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ሰነ 17, 2011 08:30 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

2 ናይ ዘበኑ ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

3 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 13/10/2011 ዓም ሰዓት 2:30 ክሳብ 17/10/2011 ዓም  ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ሰዓት 8:30  ይክፈት

 ተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344410504 ምጥቃም ይከኣል

ዳለን

መመለስ
የጨረታ ምድብ