ንኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሰነ 14, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ሰነ 17, 2011 11:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ሰነ 18, 2011 04:30 ጥዋት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2011 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ መቅረባይበነትን ዘለኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ /TIN/ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 መቅረብቲ ካብ  13/10/2011 ክሳብ 17/10/2011 ዓም ሰዓት 11:30 ሰነድ ኣብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ትክእሉ

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 18/10/2011 ዓም ሰዓት 4:30 ተወዳደርቲ ወይ ተወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

5 ተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342406380

መመለስ
የጨረታ ምድብ