ማሕበር መቐለ ህንፃ መሳርሒ ዕደጋ ማእከል አብ ከባቢ ላጪ ዝስረሖ ሳይት አብቲ ቦታ ዝርከብ ሓመድ ከልዕል ሰለ ዝደለየ በዚ ቐሪቡ ዘሎ ዋጋ መቅረቢ መሰረት
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሰነ 14, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ሰነ 17, 2011 10:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ሰነ 17, 2011 10:01 ከሰአት
  • ማሽነሪ ክራይ/
  • Print
  • Pdf

ዓይነት ስራሕ

መዓቀኒ 

ናይ ሐደ ዋጋ

መብርሂ

ካብ ላጪ ሳይት ሓመድ ኩዒቱ አዉፂኡ ብመኪንኡ ፅዒኑ ወሲዱ ዝጉሕፍ

ንሐደ ሲኖበ ትራክ (16m3)

1 ሕጋዊ ተጫረቲ ዋግኦም ብዝተአሸገ ፖታ ክሳብ ዕለት 17 ሰነ 2011 ዓም ሰዓት 10:00 ከቅርቡ አለዎም

2 ቦታ ቤት ፅሕፈት ቐደማይ ወያነ ህንፃ ቁፅሪ መ/D ይከዉን ብድሕሪኡ እዚ ዕለት ዝቐርብ ተቐባልነት የብሉን

 ስቁ : 0930465676 / 0914704984

መመለስ
የጨረታ ምድብ