ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሓድነት ንናይ መኪና ጎማን ባትርን ከምኡ ድማ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሰነ 13, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ሰነ 17, 2011 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ሰነ 17, 2011 04:00 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf
  • - ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 12/10/2011ዓ/ም ክሳብ 17/10/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ድ/ቀትሪ ክተቅርቡ ትክእሉ፤

                                  2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 17/10/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት፡፡

                                                 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-416228 ምድዋል ይከኣል፡፡

መመለስ
የጨረታ ምድብ