ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሰነ 13, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ቀዳም ሰነ 15, 2011 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ቀዳም ሰነ 15, 2011 04:30 ጥዋት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • Print
  • Pdf
  • - ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 12/10/2011ዓ/ም ክሳብ 15/10/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ድ/ቀትሪ ክተቅርቡ ትክእሉ፤

                                2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 15/10/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡

                                          ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-417669 ምድዋል ይከኣል፡፡

መመለስ
የጨረታ ምድብ