ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ህዝባዊ ቤት መድሓኒት መቐለ /ከነማ ፋርማሲ/ ዝህቦም ግልጋሎታት ንተገልገልቲ ንምብፃሕ ንዝምከቶም ፕሮሞተራት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክንፋለጥ ይደሊ፡፡
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሰነ 4, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ቀዳም ሰነ 8, 2011 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ቀዳም ሰነ 8, 2011 04:01 ጥዋት
  • ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት/
  • Print
  • Pdf

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 03/10/2011ዓ/ም ክሳብ 08/10/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ድ/ቀትሪ ክተቅርቡ ትክእሉ፤

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 08/10/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-400111/0342-406607 ምድዋል ይከኣል፡፡

መመለስ
የጨረታ ምድብ