ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት፣ ናይ መኪና ባትሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 22/09/2011ዓ/ም ክሳብ 27/09/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00

                                             2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 27/09/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡     

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-411052/0342-406594 ምድዋል ይከኣል፤

መመለስ
የጨረታ ምድብ