ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ኣብ ወረድኡ ንዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት ዝውዕል መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጉንበት 9, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ጉንበት 22, 2011 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:4000.00
  • ቦታ: ሮብ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ጉንበት 22, 2011 08:30 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግበኦም ረቋሕታት

1 ናይ 2011ዓ/ም ፈቃድ ንግዲን ዘሐደሱን ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝከፈሉን ክኮኑ ኣለዎም፣

2 ዝተሐደሰ ወረቀት ምስክር መቅረባይነትን መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ብቅዳሕ ክተቅርቡ እትክእሉ

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ናይ ወርሒ መጋቢት/ሚያዝያ ሒሳብ ዘወራድክምሉ መረዳእታ ክተቅረቡ እትክሉ

4 ሰነድ ጨረታ 50.00 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ሰነደ ጨረታ ብምዉሳድ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስት ዋናን ቅዳሕን ምእታዉ ይከኣል፡፡

5 መከበሪ ጨረታ 4000.00 ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል፤

6 ጨረታ ሰዓራይ ዉዕሊ ንክኣስር ምስተነገሮ አብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ዝኣስር፤

7 መከበሪ ዉዕሊ ጨረታ 10 ሚኢታዊ ካብ ጠቅላላ ናይ ዝሰዓሮ ንብረት ዋጋ ብጥረ ገንዝብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝኸእል፤

8 እቲ ጨረታ 22/09/2011 ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 8 ፡30 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ከተማ ዶሃን ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት፡፡

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0343-450110 / 0343-450112 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡

መመለስ
የጨረታ ምድብ