ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ወረዳ እንደርታ ንዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ወረዳ እንደርታ አገልግሎት ዝዉዕሉ ዶዘር ክራይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክካረ ይደሊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ክተወዳደሩ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጉንበት 5, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ጉንበት 14, 2011 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: እንደርታ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ጉንበት 14, 2011 04:00 ጥዋት
  • ማሽነሪ ክራይ/
  • Print
  • Pdf

ዓይነት ንብረት ኤል ኤን 106 ናይ ቆረፃን ዲችን ብጠቅላላ ናይ መንገዲ ሰራሕቲ ማለትዉን አርዝ ወርክ ክሰርሕ ዝክእል

ስፐስፍኬሽን ዶዘር 305 ጉልበት ፈርስ ልዕሊኡን ዝኮነን ናይ ኮንስትራክሽን ማሽን መካረይን

ቦታ ኬላ ዓረፋይ ጣብያ ለምለም ወይዉን ላሕማ ምምሕዳር

ንዉሓት 7 .2 ኪሎሜትር

መዐቀኒ ብሰዓት

በዝሒ 1        

ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ብቅዓት መካረዮ ኮንስትራክሽን ማሽነሪ መቀረባይነት

ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑን ናይ ወርሒ መጋቢት ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ዘለዎም

መለለዮ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለዎን ዋናን ቅዳሕን ከቅርብ ዝክእል

እዚ ጨረታ እዚ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕልት ክሳብ 14 ጉንበት 2011 ዓም ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ አታዊ ምስኮነ

በቲ ዕለት 14 ጉንበት 2011 ሰዓት 3:30 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 4 :00 ይክፈት

እዚ ገልፂ ጨረታ እዚ ከምዉዕሊ ኮይኑ የገልግል የገድድን ዮ

ሰቁ 0344420917 ይደዉሉ

መመለስ
የጨረታ ምድብ