ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ -ከባቢ ምምሕዳርን አጠቓቅማን ገፀር መሬት ክልል ትግራይ ናይ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ካፒታል በጀት ዝኮነ ፍልፍል በጀት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ይደሊ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጉንበት 2, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ጉንበት 15, 2011 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:10000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ጉንበት 15, 2011 09:00 ከሰአት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2011 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱ፣ ናይ ቫት ሰርቲፌከትን፣ ናይ ወርሒ መጋቢት/ሚያዝያ ወርሒ 2011 ዓ/ም ፣ቫት ዲክለሬሽን ዝተከፈሉ ከቅርብ ዝክእሉ፤

2 ካብ ቢሮ ትልምን ፋይናስን ይኹን ካብ ፌደራል ዝተዉሃቦም ናይ ታክስ መፍለይ ቁፅሪ (Tin No) ዝተሐደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርፊኬት ከቅርብ ዝክእል፤

3 ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 50.00 ብር ብምክፋል ኣብ 2ይ ደብሪ ዝርከብ ዕ/ፋ/ንብ/ምም/ርን ምዉሳድ ይክእሉ።

4 ተወዳደርቲ ዘቅረብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ /ሰነድ ጨረታ/ ብሰምዒ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ኣብ ኣብ 2ይ ደብሪ ዝርከብ ዕ/ፋ/ንብ/ምም/ርንጨረታ ሳንዱቅ ኣታዊ ይገብሩ።

5 ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 30/08/2011 ዓ/ም ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 15/09/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 9:00 ይኽፈት።

6 ጨረታ መክበሪ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ብጥረ ገንዝብ ንፅሕፈት መሳርሒ 10000.00 ሽሕ ብር ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ዉሕስና ባንኪ ብጥረ ገንዝብ ወይምብባንኪ ዝተረጋገፀ ሌተርኦፍ ክሬዴት ከትሕዝ ዝክእሉ።

7 ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ንተኸታታሊ 30 ማዓልቲ ዋጋ ፀኒዑ ይፀንሕ።

8 ጨረታ ንክዕፆ ትሐቲ 5 መዓልቲ እንተቐርዩ ንዝቀርብ ሕቶ መብርሂ ተቐባልነት የብሉን።

9 ተጫረቲ ምስዚ ዝተተሓሐዘ ናይ ጨረታ መምርሒን ምልከታ ጨረታ ናይ ምክባር ግዴታ አለዎም።

10 ቤት ዕዩና ካልእ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ።

11 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344- 41 71 04 ምድዋል ይከኣል እዩ።

ኣድራሻና ካብ ክልል ትግራይ ፖሊስ ኮምሽን ትሕት ኢልካ እንዳ ገ/ሃወርያ ተኣምር ናይ ሆራይዝ ጎማ ብሕታዊ መከፋፈሊ ዝርከብ ህንፃ 2ይ ደብሪ ንርከብ

መመለስ
የጨረታ ምድብ