ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መደባይ ዛና ንቤት ፅሕፈት ሃፍቲ ማይን ማዓድንን ኢነርጂን ዝውዕል ብናይ ከዋሽ በጀት ኣብ ዝ/ዩ ጣብያታት ዝስራሕ 10 ናይ ኢድ ካዕቲ ማይ ጎዳጉዲ ንሕጋውያን ኣብ ስራሕቲ ማይ ተንከፍ ኮንስትራክሽን ዝተዋፈሩ ደረጃ 9 ደቀቅትን ኣናእሽተይን ትካላት ንግዲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።

1 ናይ 2011ዓ/ም ግብሪ ከፊልኩም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዋና ንመገናዘቢ ብቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል፤ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዋና ንመገናዘቢ ብቅዳሕ ዘይምለስ ክቅርብ ዝክእል፤

2 መለለይ ቁፅሪ (ቲን) ከፋላይ ግብሪ ዋና ንመገናዘቢ ብቅዳሕ ዘይምለስ ክቅርብ ዝክእል፤

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝጉባት ብቅዳሕ ዘይምለስ ክቅርብ ዝክእል፤

4 በናይ ማይ ኮንስትራክሽን ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም ዋና ንመገናዘቢ ብቅዳሕ ዘይምለስ ክቅርብ ዝክእል፤

5 ብደረጃ 9 ደቀቅትን ኣናእሽተይን ትካላት ንግዲ ብውልቀን ብሽርክና ማሕበርን ዝተወደብኩም ምዃንኩም ብቤት ፅሕፈት ደቀቅትን ኣናእሽተይ ትካላት ንግዲ ወረቀት ምስክር ዋና ንመገናዘቢ ብቅዳሕ ዘይምለስ ክቅርብ ዝክእል፤

6 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30.00 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብ10/08/2011ዓ/ም ክሳብ 30/08/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ቀትሪ ቤት ፅሕፈትን ትልምን ፋይናስን ወረዳ መደብ ኣይዛና ቢሮ ቁፅሪ 14 ምዉሳድ ይክእሉ ።

7 መክበሪ ጨረታ ቢድ ቦንድ ንነብሲ ወከፍ ኳዕቲ ማይ 2000.00ሽሕ ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል፤

8 ጨረታ 30/08/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊያን ወከልቶም ኣብ ዝተረከበሉ ይክፈት።

9 ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ግዜ ንተከታታሊ 30 መዓልቲ ይከውን፡፡

10 ስርዝ ድልዝ ሃልይዎ ዘይትፈረመሉ ሰነድ ጨረታ ዘቅረበ ተወዳዳራይ ተቀባልነት የብሉን።

11 ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ሰለስተ መዓልቲ ዉዕሊ ብምእሳር መሰረት ዝተውሃቦ ዝርዝር ንድፊ ወይ ዲዛይን ዝተውሃቦ ስራሕ ኣብ ውሽጢ 30 ተከታተልቲ መዓልትታት ሰሪሑ ከረክብ ዝክእል፤

12 ሰዓራይ ኣካል ናይ ዝሰዓሮ ንብረት ጠቅላላ ዋጋ 5% ብሲፒኦ ከትሕዝ ኣለዎ።

12 ሰነድ ጨረታ ዋና ማለት ኦርጅናል ኣብ ሓደ ዓብይ ፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ዝባን እቲ ፖስታ ዝጫረትዎ ዓይነት ጨረታን ናይ ተጫራታይ ሽም ፈርማን ማህተምን ተገይርሉ ክቀርብ ኣለዎ።

14 ተጫራቲ ኣብ ሕድሕድ ዓይነት ገፅ ሰነድ ጨረታን መምርሕን ማህተምን ፊርማን ከገብረሉ ኣለዎ።

15 እቲ ቤት ፅሕፈት ካሊእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0347-760316 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

መተሓሳሰቢ- ተወዳደርቲ ዘድልዩ ረቋሕታት ኣማሊኦም ናብ መወዳደሪ ሳንዱቅ ጨረታ ብግዚኡ እንተኣእትዮም ኣብ ስነ ስርዓት መኽፈቲ ጨረታ በዘይ ምርካቦም ካብ ጨረታ ወፃኢ ኣይኾኑን።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s