ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤንን ንናይ ወረድኡ ሴከተር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መካይን ጎማ ምስ ካላማደርያ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::
  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሚያዝያ 14, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ሚያዝያ 28, 2011 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ሚያዝያ 28, 2011 04:30 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 አብቲ ግልፂ ጨረታ ዝተጠቐሰ ሞዴል/ Specification/ ምስራዝ አይካአልን

2 ናይዚ ዓመት 2011ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሃደሰን ግብሪ ሙሉእ ዝከፈለን

3 ንሐደ ደኩመንትት ዘይምለሰ ብር 100 ከፊሉ እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤ/ ፅሕፈትና ቤት ፍርዲ ወረዳ ቆላ ተምቤን ክፍሊት ብምክፋል ክወዳደር ዝደሊ፤

4 እዚ ግልፂ ጨረታ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዎ ይኽፈት በቲ ዝተባሃለ እዋንን ቦታን እንድሕር ዘይተረኺቡ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘይለዉሉ ዝኽፈት ምኻኑ::

5 እዚ ግልፂ ጨረታ ናይ በዓል ዋና ማህተምን ፊርማን ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ክህልዎ አለዎ::

6 ቫት ዝተመዝገበን መለለይ ቁፅሪ ምዝገባ ዘለዎ እዋናዊ ዲክለሬሽን መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል::

7 ሰነድ ዝሽወጠሉ እዋን ካብ ዕለት 11/08/2011 ዓ/ም ክሳብ 28/08/2011 ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት ፍርዲ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳር ወ/ቆ/ተምቤን

8 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 28/08/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይኽፈት መክፈቲ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት ፍርዲ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳር ወ/ቆ/ተምቤን ይከውን፡፡

9 ተጫረትቲ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ መከበሪ ጨረታ ዝከውን ናይ ሕድሕድ ጨረታ ሰነድ ብር 5000.00 ሽሕ ብር ብሲፒኦ ወይ ብጥረገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል፤

10 ሰዓራይ ምስተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ ውዕሊ ክኣስር ዝክእል፤

11 ቤ/ፅትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ስ.ቁ 0344- 460052/583ምድዋል ይከኣል::

መመለስ
የጨረታ ምድብ