ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ 2011 ዓ/ም ዘበነ ትምህርቲ ንቤት ትምህርቲና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሚያዝያ 14, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሚያዝያ 24, 2011 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:2%
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ሚያዝያ 24, 2011 04:30 ጥዋት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • Print
  • Pdf

ነዚ ንምቅራብ እትኽእሉ ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ እናዓደምና ዶክመንት ጨረታ ኣብ ዝቅፅል ገፅ ኣሎ።

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ እዚ ዘመን ዘለዎም፤

2 ወረቀት ምስክር ናይ መቅረባይነት ዘለዎ፤

3 ቲኦቲ /TOT/ ወይ ቫት /VAT/ ምዝጉባት ኮይኖም ሕጋዊ ደረሰኝ ዘቅርብ

4 ሰነድ ጨረታ ብር 30.00 ብምክፋል ካብ ቤት ት/ትና ተሓዚት ገንዝብ ምዕዳግ ይከአል።

5 ንመክበሪ ጨረታ ካብ ዘቅርብዎ ጠቅላላ ዋጋ 2% ስፒኦ ጥራሕ ክትሕዝ ዝክእል ኮይኑ፣ አቲ ሰፒኦ ኣብቲ ውሽጢ ጨረታ ዝሓዘ ፖስታ ተዓሺጉ የቕርብ።

7 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ 11/08/2011 ዓ/ም ክሳብ 24/08/2011 ዓ/ም ሰዓት 4፡00

8 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 24/08/2011 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት 4:30 ይክፈት።

9 ሰዓራይ ንዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ 2 ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ንብረት ክፍሊ የእትው።

10 እቲ ትካል እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ። እዚ ከም ውዕሊ ኮይኑ ከገልግል ይኽእል እዩ።

ኣድራሻና- ዓዲ ሽንዱሕን ህንፃ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ እትዉ ኢልካ እንትከዉን ስልኪ ቁፅሪ 0342-400138

መመለስ
የጨረታ ምድብ