ኤጀንሲ ፕሮሞሽን ዕደጋ ምህርቲ ሕርሻ ክልል ትግራይ ናይ ስፔር ፓርትን ናይ /ሃይላክስ መካይን ሞዴል 3l166/ ግልጋሎት ዝውዕሉ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ክትጫረቱ እትደልዩ መቕረብቲ ከም ዝስዕብ ዝተዘርዘሩ መምርሒታት ክተማልኡዎ ዝግባእ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሚያዝያ 14, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሚያዝያ 22, 2011 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ሚያዝያ 22, 2011 09:00 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2011 ዓ/ም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደስኩም፤

2 ቫት ዝተመዝገብኩምን ኣብ ወርሒ የካቲት 2011 ዲከለር ዝገበርኩም

3 ብመቅረባይነት ዝተመዝገብኩምን ዘሐደስኩምን

4 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ (ቲን) ዝተመዝገቡ ምዃኖም መረዳእታ ክተቅረቡ እትኽእሉ፤

5 መቅረብቲ ካብ ዕለት 11/08/2011 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 22/08/2011 ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ኤጀንሲና ፕሮሞሽን ዕደጋ ምህርቲ ሕርሻ ክልል ትግራይ ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ር/ ንብረትን 1ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 104 ዘይምለስ ብር 50.00 ከፊሎም ሰነድ ጨረታ ብምውሳድ ኣብ ዝተዳለወ ሳፁን ምእታው ይከኣል።

6 ናይ ጨረታ ውሕስና መኸበሪ 5000.00 (ሓሙሽተ ሽሕ) ብር ብሲፒኦ ወይም ቢድ ቦንድ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ይግባእ።

7 ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 22/08/2011ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት። ተጫረቲ ወይ ተወከልቶም እንተዘይተረኺቦም እውን እቲ ጨረታ ንምኸፋት አይተዓናቀፍን።

8 ኤጀንሲና ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁ 0344-405030 ምድዋል ይከኣል።

መመለስ
የጨረታ ምድብ