ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣፅቢ ደ/ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ር ናይ ቶታል ስቴሽን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሚያዝያ 12, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ጉንበት 1, 2011 04:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:6000.00
  • ቦታ: ኣፅቢ ወንበርታ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ጉንበት 1, 2011 04:31 ጥዋት
  • ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለዎም፤

2 ተጫረቲ ኣብ መቅረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገቡን ዋናን ቅዳሕን መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ፤

3 ተጫራታይ ንዘቅረቡ ሰነድ ዋናን ቅዳሕን ሓደን ክልተን ኢሉ ከቅርብ ኣለዎ፤

4 መከበሪ ጨረታ 6000.00 ሽሕ ቅርሺ በሲፒኦ ከትሕዙ ኣለዎ፤

5 ተጫራቲ ብናይ ባዕሎም መፅዓንን መራገፍን ዘማልአ ክከውን ይግባእ፤

6 ተጫራቲ ናይ ባዕሎም ሰራሕ ንግዲን ፍቃድ ንግዲን ዘለዎም ክኮኑ ይግባእ፡፡         

7 ተጫራቲ ኣብ ዘቅርብዎ ሰነድ ፊርመኦምን ማህተሞምን ከዕርፉ ይግባእ፤

8 ተጫረቲ ኣብ ዘቅርበዎ ሰነድ መረዳእታ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ክኸውን ኣለዎ።

9 ጨረታ ብዝተፈላለየ መንገዲ ከዛብዑ ዝፈተኑ ተጫረቲ ካብ ጨረታ ወፃኢ ገይሩ ዘትሐዝዎ መኸበሪ ጨረታ ናብ ካዝና መንግስቲ ኣታዊ ብምግባር ኣብ ቀፃሊ ከይሳተፉ ይገብር።

10 እቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ከምኡውን ዝተማልአ መረዳእታ ይኽፈት።

11 ተጫረቱ ድሕሪ ሳንዱቅ ምኽፋቱ ኣብ ጨረታ ምስታፍ ኣይከኣልን። ከምኡ ንዝበለ ዘትሓዞ ትሕጃ ኣይምለሰሉን።

12 ተጫረቲ ዘቀረበዎ ዋናን ቅዳሕን ንበይኑ ዓሺጎም ዋናን ቅዳሕን ተባሂሉ ኣብ ዝባኑ ክፃሓፍ ኣለዎ።

13 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ኣብ ዘፈር ከይዲ ልምዓት ንግድን ኢንዳስትሪን እንዳስላሴ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር ንብረትን ኮይኑ ዋጋ ሰነድ 100.00 ቅርሺ እዩ፡

14 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ን60 መዓልቲ እዩ፡፡

15 ጨረታ ኣብ ኣየር ዘፀንሓሉ ካብ 11/08/2011ዓ/ም ክሳብ 01/09/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ዕለት 01/09/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡31 ይክፈት፡፡

16 እቲ ቤት ፅሕፈት ካሊእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

17 ሰዓራይ ካብ ዝሰዓሮ መዓልቲ ኣብ ውሽጢ 20 መዓልቲ እቲ ንብረት የቅርብ፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0343-400023/ 0914-162177/ 0938-156154/ 0914-161741 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡

መመለስ
የጨረታ ምድብ