ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ፕሮጀክት ምትእስሳር ማኑፋክቸሪንግ ንግድን ሃገር ለከ ኤግዝቪሽንን ባዛርን 2011 መቐለ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ ንዝካየድ ኤግዝቪሽን ባዛር ንምብርባር ስራሕ ናይ ዲጄይን ምስ 2ተ ሞንታርቦ ስፒከርን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክነስርሕ ንደሊ፡፡
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2011 10:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2011 11:30 ከሰአት
  • ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት/
  • Print
  • Pdf

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 02/08/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 03/08/2011ዓ/ም ሰዓት 10፡00

2 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 03/08/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡30

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፅሪ 0344-416554/0342-410241 ምድዋል ይከኣል፡፡

መመለስ
የጨረታ ምድብ