ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቀለ ንመሰረተ ልምዓት ግልጋሎት ዝውዕል ምሩፅ ሓመድ ዕደጋ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ካብ ደኣንት ቅድመ ቢዝነስ ይደሊ::
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሚያዝያ 2, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ሚያዝያ 11, 2011 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ሚያዝያ 11, 2011 09:00 ከሰአት
  • ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ደኣንት ሰርቲፊኬት ብቅድመ ቢዝነስ ናይ 2011 ዓ/ም ዝተወደበ ከቅርብ ዝክእል፤

2 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኬዝቲም ዕደጋ ካብ ዕለት 01/08/2011ዓ/ም ጀሚሩ ብነፃ ምውሳድ ይከኣል፡፡

3 ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 11/08/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ድ.ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውሉ ይክፈት፡፡

4 ተጫረቲ መወዳደሪ ሰነድ ጨረታ ብክልተ ፖስታ ወይ ዋናን ቅዳሕን ነንበይኑ ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርቡ ኣለዎም፡፡

5 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

ኣድራሻና ኣብ ምም/ር ከተማ መቀለ ህንፃ ኣግኣዚ ኦፕሬሽን ድሕሪ እንዳ ማርያም ቤተክርስትያን ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ቢሮ ቁፅሪ 033እዩ፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-408757/0344-408501 ምድዋል ይከኣል:

መመለስ
የጨረታ ምድብ