ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ክ/ከ/ዓይደር ንቤት ፅሕፈት ሰሜን ጥዕና ክ/ከ/ዓይደር ግልጋሎት ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወደዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መጋቢት 25, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ መጋቢት 26, 2011 11:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ መጋቢት 27, 2011 03:30 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 24/07/2011ዓ/ም ክሳብ 26/07/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 27/07/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-403783 ምድዋል ይከኣል፡፡    

መመለስ
የጨረታ ምድብ