ኣብታ ከተማ ንዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቁሑት ኤሌክትሮኒከስ : ኣቁሑት ፅሬት : መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና : ኣቁሑት ቤት ፅሕፈት : መሳርሒ ሕትመት : ደንቢ ክዳንን መሳርሒ ህንፃ ካብ ተጫረቲ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ናይ 2008 ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም

2 በቲ ዘፍረ ናይ 2008 ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ከቅርብ ዝክእል

3 ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ ማለት ዉን ቲን ናምበር ዘለዎ

4  ናይ ወርሒ ነሐሰ ሒሳብ ዘፍለጠሉ ዝርዝር መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 ንመሳርሒ ፅሕፈት: ኤሌክትሮኒከስ :ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑትን :ኣቁሑት ፅሬትን: ደንቢ ክዳንን ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ማለት እዉን ቫት ወረቀት ምስክር ከቅርብ ዝክእል

6 ተጫረቲ ንነብሰወከፍ ጨረታ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምልክፋል እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 18 /01 /2008 ዓ/ም ክሳብ 3/ 2 /2008 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ አብ ሰዓት ስራሕ  ጥራሕ ካብ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይክእሉ

7 ሳንዱቅ ጨረታ 3 ጥቅምቲ 2008 ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 9:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ከተማ አለማጣ ይክፈት

8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

9 መክበሪ ጨረታ ንመሳርሒ ፅሕፈት : ኤሌክትሮኒክስ : ኣቁሑት ቤት ፅሕፈት ደንቢ ክዳንን 5000 ቅርሺ ንመኪና መለዋወጢ ኣቁሑት 3000 ቅርሺ ንዝቶም ዝተረፉ ኣቁሑት ፅሬት :ሕትመትን  መሳርሒ ህንፃ ድማ 1000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይ ድማ ብጥረ ገንዝብ ከትሕዙ ዝክእሉ

10  ሰነድ ጨረታ ዋናን ቅደሕን ብዝተዓሸገ ፖስታ ብምግባር ዋናን ቅዳሕን ብዝብል ክሳብ 3 ጥቅምቲ 2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ከእትዉ ዝክእል

11 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 034774003610 0347740610 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ቤት ፅሕፈት ትልምና ፋይናንስን ከተማ አለማጣ

መመለስ
የጨረታ ምድብ