ካዛ ናይ ካፒታል ኣቅሑት ፋይናንስ ንግዲ ስራሕ ኣክስዮን ማሕበር ናይ መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መጋቢት 14, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ መጋቢት 17, 2011 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ መጋቢት 17, 2011 09:00 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 13/07/2011ዓ/ም ክሳብ 17/07/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 17/07/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-400081/400251 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡

መመለስ
የጨረታ ምድብ