ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መጋቢት 13, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ቀዳም መጋቢት 14, 2011 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ቀዳም መጋቢት 14, 2011 03:31 ጥዋት
  • ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
  • Print
  • Pdf

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 11/07/2011ዓ/ም ክሳብ 14/07/2011ዓ/ም

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 14/07/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፀሪ 0344-417910 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡

መመለስ
የጨረታ ምድብ