ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ትግራይ ናይ መኪና ጎማ፣ ናይ ፈርኒቸርን ካልኦት ዘገልገሉ ኣቅሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፤
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ የካቲት 20, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ የካቲት 29, 2011 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ የካቲት 29, 2011 04:30 ጥዋት
  • ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
  • Print
  • Pdf

1 ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰ፤መቅረባይነት መለለይ ቁፅሪ ከቅርብ ዝክእል፤

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት19/06/2011ዓ/ም ክሳብ 29/06/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00

3 እዚፕሮፎርማ ዕለት 29/06/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-417669 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤

መመለስ
የጨረታ ምድብ