ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ሳ/ፃ/እምባ ብናይ ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ፕሮግራም በጀት ንዝስርሑ ስራሕቲ ኣናእሽተይ ግድብ/Mini dam/ ብናይ ማሕበረሰብ ጉልበት ክሽፈኑ ንዘይክእሉ ስራሕቲ ዝተፈላለዩ ማሽነሪ ተካርዩ ከስርሕ ይደሊ፤
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ የካቲት 8, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ የካቲት 15, 2011 02:50 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ የካቲት 15, 2011 02:52 ጥዋት
  • ማሽነሪ ክራይ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2011ዓ/ም ብናይቲ ንግዲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር፣ ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሊብረን ኮፒ ከተሓሕዝ ዝክእል፤

2 ቫት ተመዝገብቲ ንዝኮንኩም ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2011ዓ/ም ቫት ዲክለር ዝገበርሉ መረዳእታ ከተሓሕዝ ዝክእል፤

3 ነቲ ግልጋሎት ክራይ ዝውዕሉ ኤክስካቫተር ዶዘር ባዕሉ ከቅርብ ዝክእል፤

4 ነቲ ዘቅርቦ ማሽነሪ መጎዓዓዚን ነዳዲን ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ክሽፍን ዝክእል፤

5 ኣብ እዋን ስራሕ ንዘጋጥም ናይ ማሽነሪ ኤክስካቫተር ዶዘር ብልሽት ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ክሽፍን ዝክእል፤

6 ሰዓራይ ውዕሊ ካብ ዝአሳረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 45 ተከታተሊ መዓልታት ሰሪሑ ከረክብ ዝክእል፤

7 ተጫረቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 07/06/2011ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 15/06/2011ዓ/ም ሰዓት 2:50 ንግሆ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ሳ/ፃ/እምባ መፂእካ ምውሳድ ይከኣል፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ንስ.ቁፅሪ 0344-470556/0902-20019 ምድዋል ይከኣል፤

መመለስ
የጨረታ ምድብ