ክፍለ ከተማ ሓድነት ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንቤት ፅሕፈት ር/ህ/መንግስትን ናይ ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስራሕ ይደሊ፤
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ የካቲት 6, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ የካቲት 8, 2011 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ የካቲት 8, 2011 04:00 ጥዋት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ፕሮፎርማ ዝፀንሓሉ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 05/06/2011ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 08/06/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30ይከውን፤

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 08/06/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ይክፈት፤

3 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-416284 ምድዋል ይከኣል፤

መመለስ
የጨረታ ምድብ