ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ትግራይ ናይ መኪና ጎማ፣ ናይ ፈርኒቸርን ካልኦት ዘገልገሉ ኣቅሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፤
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥሪ 28, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ የካቲት 7, 2011 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ የካቲት 7, 2011 04:30 ጥዋት
  • ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
  • Print
  • Pdf

1 ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰ፤መቅረባይነት መለለይ ቁፅሪ ከቅርብ ዝክእል፤

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት27/05/2011ዓ/ም ክሳብ 07/06/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00

3 እዚፕሮፎርማ ዕለት 07/06/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-417669 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤   

መመለስ
የጨረታ ምድብ