ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ኵሓ ዝርከብ ዋንነቱ ናይ ማሕበር ደ/ኣንስትዮ ዝኮነ ቦታን ገዛን ኣፀጊና ሓፁር መከባቢያ ሓፂራን /ሰሪሓን/ ንዝተፈላለዩ ንግዲ ግልጋሎት ክተካሪ ትደሊ፤
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥሪ 24, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ጥሪ 30, 2011 06:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:2%
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ጥሪ 30, 2011 10:00 ከሰአት
  • ገዛ/ህንፃ ክራይ/
  • Print
  • Pdf

1 ተካረይቲ ኣብቲ ግቢ ንዝትከሉ ተክልታት ክከናከን ብኣግባቡ ከማሓድርን ዝክእል ፤

2 ክፍሊት ክራይ ቀዲሙ በቢወርሑ ካብ ዕለት 1-5 ኣብ ዘሎ መዓልታት ክከፍል ዝክእል፤

3 ካብ ዝኣተወ ውዕሊ ወፃኢ ንካሊእ ግልጋሎት ከውዕል ዘይክእል፤

4 ድምፂ ክፈጥሩ ዝክእሉን ንከባቢ ማሕበረሰብ ረባሽ ስራሕቲ ክሰርሕ ዘይክእል፤

5 ዝኮነ ዓይነት ቋሚ ህንፃ ከስርዝ ዘይክእል፤

6 ናይ ዘእተዎ ዋጋ 2 ሚኢታዊ ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል፤

7 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ዝወፀኣሉ ካብ ዕለት 22/05/2011ዓ/ም ክሳብ 30/05/2011ዓ/ም ይከውን፤

8 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 30/05/2011ዓ/ ሰዓት 6:30 ኮይኑ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 10:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቀበሌ 15 ዋና ቤት ፅሕፈትና ዝክፈት ይከውን፤

9 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ኣለዎ፤

መመለስ
የጨረታ ምድብ