2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ማሕበር ኣክስዩን ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኤሌክትሮኒክስ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።በዚ መሰረት
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥሪ 23, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ጥሪ 28, 2011 06:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:2%
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ጥሪ 28, 2011 09:00 ከሰአት
  • ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/
  • Print
  • Pdf

1 ሕጋዊ ፈቃድ ዘለኩምን ናይ 2011 ዓ/ም ግብሪ ከፊልኩም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም፤

2 Tin Number ተመዝገብቲ ዝኮኑ፤

3 ብዝወፀ ዝርዝር /ስፔስፊኬሽን/ መሰረት ክተቕርቡ ትክእሉ፤

4 ሰዓራይን ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል ፤

5 ጨረታ ሰነድ ብር 50.00 /ሓምሳ ብር/ ከፊሉ ክዕድግ ዝክእል፤

6 ጨረታ መክበሪ 2% ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ንዝክእል ንዝስዓሮ ንብረት 5% ዉዕሊ መክበረ ብጥረ ገንዘብ ወይ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል፤

7 ጨረታ ሰነድ ዝሽየጠሉ ካብ ዕለት 30/01/2019 ኣ.ፈ( 22/05/2011 ዓ/ም) ጀሚሩ ካብ ቤት ፅሕፈት ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ሳልሳይ ደብሪ ምዉሳድ ዝክእል፤

9 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 05/02/2019 ኣ.ፈ (28/05/2011 ዓ/ም) ሰዓት 6:00 ቀትሪ ኮይኑ ጨረታ ሳንዱቅ ዝክፈተሉ ዕለት 05/02/2019 ኣ.ፈ (28/05/2011 ዓ/ም) ሰዓት 9:00 ድሕሪ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት።

10 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም ተጫረቲ ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ዲክላርስዮን ክተቕርቡ ትኽእሉ ምዃንኩም ነፍልጥ።

11 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342-405095/405069/5113 ምድዋል ይከኣል።

መመለስ
የጨረታ ምድብ